ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋዜጠኛ ኣልጀዚራ ኣብ እዋን መጥቓዕቲ እስራኤል ኣብ ምዕራባዊ ቃዛ ተቐቲላ


እስራኤል ምዕራባዊ ቃዛ ዘካየደቶ መጥቓዕቲ ሸፈነ ንምሃብ ትሰርሕ ዝነበረት ጋዜጠኛ ኣልጀዚራ ተቐቲላ።

ጋዜጠኛታትን ሪፖርተራትን፣ ነታ ጋዜጠኛ ዝቀንጸሉ ሰራዊት እስራኤል እዮም ክብሉ ከለው፣ እስራኤል ግና እታ ጋዜጠኛ ዝተቀትለት ብፍልስጤማዊያን ዕጡቃት ከምዝኾነ ጭብጢ ከምዘሎን ትሕብር።

እታ ኣመሪካዊት ጋዜጠኛ ኣገልግሎት ቋንቋዓረብ፣ ሽዑ ንሽዑ እያ ዓሪፋ። ምስኣ ዝነበረ ካልእ ጋዜጠኛ ዓሊ ሱለማን ተወጊኡ ኣብ ሆስፒታል ከምዝርከብ እቲ ይሕብር።

XS
SM
MD
LG