ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋዜጠኛታት ኣሚር ኣማንን ቶማስን እንግዳን ብዋሕስ ተፈቲሖም


ጋዜጠኛ ኣሚር ኣማን
ጋዜጠኛ ኣሚር ኣማን

ኣብ ኢትዮጵያ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ጋዜጠኛታት ኣሶሴይትድ ፕረስ ኣሚር ኣማንን በዓል-ሞያ ካሜራ ቶማስ እንግዳን ነፍሲ ወከፎም 60,000 ብር ዋሕስ ተፈቲሖም።

ጠበቓ ናይ ክልቲኦም ጋዜጠኛታት ኣቶ ታደለ ገብረመድህን ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ከምዝገለፁዎ ቤት ፍርዲ ናይ ፖሊስን ናይ ጠበቓታት ክርክርን ብምስማዕ ጉዳዮም ኣብ ደገ ኮይኖም ክከራኸሩ ወሲኑ ኣሎ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG