ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋዜጠኛታት ሱዳን ነጻ ማሕበር ሰብ ሞያ መስሪቶም


ፋይል
ፋይል

ጋዜጠኛታት ሱዳን ፈላማይ ናፃ ማሕበር ሰብሞያ መስሪቶም።ወፍሪ ዝገብሩ ኣካላት ድሕሪ ወታሃደራዊ መፈንቅለ መንግስቲ ናጽነት ዳግም ንምርግጋጽ ናብ ዝገበር ጉዕዞ ኣገዳሲ ስጉምቲ እዩ ይብሉ።

መራሕቲ ናይቲ ማሕበር ንምምራፅ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ድምፁ ዝሃበ ወሊድ ኣል-ኑር ዝተባህለ ጋዜጠኛ "እቲ ዓወት ድሕሪ ሰላሳ ዓመታት ናጽነትን ሞያዊ ፕረስን መሊስና ክንሕዝ ዘኽእል እዩ’’ኢሉ።

እቲ ማሕበር 1,164፩ ኣባላት ዝሓቖፈ ክኸውን ከሎ ካብኦም ኣብ ናይ ትማሊ ምርጫ 659 ሰባት ተሳቲፎም ኣለው።

XS
SM
MD
LG