ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ተካይዱ


ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ከተማታት መቐለን ኣክሱምን ተኻይዱ።

ኣብ ፕሪይመር ሊግ ወልዋሎ ምስ ፋሲል ባዶ ን ባዶ ክፈላለያ ከለዋ ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ድማ ሓወልቲ ኣክሱም ንደሴ 2 ን 1 ተዓዊታ’ላ።

ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ገጢመን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:09 0:00

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ገጢመን
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:15 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG