ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ገጢመን


ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ገጢመን
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:02:09 0:00

ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ከተማታት መቐለን ኣክሱምን ተኻይዱ። ኣብ ፕሪይመር ሊግ ወልዋሎ ምስ ፋሲል ባዶ ን ባዶ ክፈላለያ ከለዋ ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ድማ ሓወልቲ ኣክሱም ንደሴ 2 ን 1 ተዓዊታ’ላ።

XS
SM
MD
LG