ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጊልያነት ንመሰል ውሳነ ምንጻል ጥንሲ ብኸመይ ጸልይዎ፧


ጊልያነት ንመሰል ውሳነ ምንጻል ጥንሲ ብኸመይ ጸልይዎ፧
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:11 0:00

ጊልያነት ንመሰል ውሳነ ምንጻል ጥንሲ ብኸመይ ጸልይዎ፧

እቲ ንኣስታት ፍርቂ ዘመን ዝኸውን ዝፀንሐ መሰል ምንፃል ጥንሲ ኣመሪካ ድሕሪ ውግእ ሕድሕድ ተመሓይሹ ዝፀደቀ፟ መበል 14 ሕገ መንግስቲ መሰረት ዝገበረ ኮይኑ ድሕሪ እዋን ጊልያነት ኹሉ ማዕረ መሰል ከም ዘለዎ ውሕስነት ንምሃብ እዩ።

ኣብዚ እዋን ጠቅ፟ላሊ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ መሰል ምንፃል ጥንሲ ብምቅ፟ያሩ ከምቲ ኣብ እዋን ጊልያነት ዝነበረ ደቂ ኣንስትዮ ብዘይድልየተን ክወልዳ ክግደዳ እየን ክብሉ ነቐፍቲ ይገልፁ።

እዚ ቪድዮ ዘሰንብድ ምስልታት ዝሓዘ ምዃኑ አቀዲምና ከነጠንቅቅ፟ ንፈቱ ።

XS
SM
MD
LG