ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝገበሮ ዑደት ዕዉት ምንባሩ ተገሊጹ


ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኤርትራ ዘካየዶ ናይ ፈለማ ባህላዊ ምድላዋት ዛዚሙ ሎሚ ታሕሳስ 24 ናብ ሃገሩ ተመሊሱ’ሎ።

እቲ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ከተማታት ከረን: ባጽዕን ኣስመራን ዘካየዶ ባህላዊ ምርኢት ውጽኢታዊን ዝተመደበሉ ዒላማ ዝወቐዐ ምንባሩ አባላት’ቲ ጉጅለ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝገበሮ ዑደት ዕዉት ምንባሩ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:05 0:00


XS
SM
MD
LG