ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉጅለ ሓካይም ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣዕጽምትን ጅማውትን መጥባሕቲ አካይዱ


ሓደ ጉጅለ ሓካይም ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ኤርትራ ኽብድ ዝበለ ናይ ኣዕጽምትን ጅማውትን ጸገማት ንዘለዎም ናይ መጥባሕቲ ሕክምና ኣካይዱ። እቶም ተሓከምቲ ንወጻኢ ካብ ምኻድ ኣብ ውሽጢ ሃገር ሕክምና ክረኽቡ ምኽኣሎም ክኢላታት ሕክምና ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG