ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉዳይ ብሓይሊ ምምላስ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ብህጹጽ ክጻረ ሓደ ክኢላ ሕ/ሃ ጸዊዑ


ሓደ ክኢላ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት- ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይልታት ኤርትራ ብሓይሊ ተመሊሶም ዝብል ክሲ ብህጹጽ ክጻረ ጸዊዑ። እቲ ሪፖርቱ ናብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ተረኪቡ`ሎ ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG