ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉዳይ ሱዳን ናበይ?


ኣቶ ኢብራሂም እድሪስን ኣቶ ዓብደራሕማን ሰይድን
ኣቶ ኢብራሂም እድሪስን ኣቶ ዓብደራሕማን ሰይድን

ድሕሪ ካብ ስልጣን ምውራድ ቀዳማይ ሚንስተር ዓብደላ ሓምዶክ፥ ሱዳን ኣብ ዓሚቕ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኣትያ ትርከብ። ንምዃኑ ኣብ ሱዳን ሲቪላዊ መንግስቲ ንምትካል ብተደጋጋሚ ዘጸግም ዘሎ ስለምንታይ እዩ?

ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘሎ ጂኦ-ፖለቲካዊ ጽልዋታት ከመይ ዝበለ እዩ?
ኣብ ኣጠቓላሊ ውዕል ሰላም ሱዳን ዓቢይ እጃም ዝነበሮ ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብከ፥ ቀጻሊ ተርኡ እንታይ እዩ ክኸውን?

ነዚን ካልኦት ተዛመድቲ ሕቶታትን ክትንትኑልና ንክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና።

ኣጋይሽና ኣቶ ኢብራሂም እድሪስ ካብዚ ካብ ኣመሪካ፥ ኣቶ ዓብደራሕማን ሰይድ ድማ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ክኾኑ ኸለዉ፡ ንነዊሕ ዓመታት ንሱዳን ሓዊሱ ንጂኦ-ፖለቲካዊ ኩነታት ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ክትንትኑ፥ ንድምጺ ኣመሪካን ካልኦት ዓበይቲ ሚድያታት ቃለ-መጠይቕ ክህቡን ብዛዕባ እቲ ኸባቢ ክጽሕፉ ዝጸንሑን እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:59 0:00
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:59 0:00

XS
SM
MD
LG