ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉባኤ ዓመታዊ ዓለምለኸ ፎረም ቁጠባ ሎሚ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ተኸፊቱ


ጉባኤ ዓመታዊ ዓለምለኸ ፎረም ቁጠባ ሎሚ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ተኸፊቱ።

እቲ ዓለምለኸ መድረኽ ዝተኸፍተ ንግዲ ዓለም ብዝለዓለ ደረጃ ኣብ ዘኻትዓሉ፥ ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ክትወጽእን ክትጸንሕን ኣብ ዘይተወሰነሉን ዕብየት ቁጠባ ዓለም ንቕድሚት ኣብ ዘይስጉመሉ ዘሎ እዋን’ዩ።

ኣስታት 3,000 ትካላት ንግዲ: መንግስታትን ወልቀሰባትን ኣብቲ ናይ ሎሚ ዓመት ዓለምለኸ ፎረም ቁጠባ ይሳተፉ ምህላዎም ተፈሊጡ’ሎ።

መስራቲ’ቲ ዓለምለኸ መድረኽ ክላውስ ሲዊቪ ዓለምለኸ ምትሕብባር ንምሕያል ቁጠባ ዓለም አገዳሲ’ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG