ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉባኤ ባይቶ ክልል ትግራይ ይካየድ ኣሎ


ናብ ስሩዕ ስርሑ ዝተመለሰ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ገምጋማዊ ሪፖርት ኩነታት እታ ክልል ዓመተ 2011 ካብ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ሰሚዑ።

ዛዕባ’ቲ ሪፖርት ካብ ዝምልከቶም ሓለፍቲ ቢሮ መብርሂ ቀሪቡ: ቤት ምኽሪ ተካቲዑሉ።

ናይ ምምሕዳሮም ሪፖርት ዘቕረቡ ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ኣብ መደረኦም ‘ኢትዮጵያ ንምብታን በብግዝኡ ዝተፈላለየ መልክዕ ዘለዎ ኣካይዳ ይረ ኣሎ፣ ነዚ ድማ ኩላትና ብሓባር ክንቃለሶ ይግባእ’ ኢሎም።

እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ፀብፃቦም ስራሕ ኣልቦነት ንምንካይ ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 260 ሽሕ ሰባት ናይ ስራሕ ዕድል ከምዝተፈጠረሎም ገሊፆም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ጉባኤ ባይቶ ክልል ትግራይ ይካየድ ኣሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:01 0:00

XS
SM
MD
LG