ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገዛኢ ፓርቲ ክልል ዓፋር አብዴፓ ምስ ብልጽግና ፓርቲ ንምውሃድ ወሲኑ


ገዛኢ ፓርቲ ክልል ዓፋር አብዴፓ ምስቲ ሓድሽ ዝተዋሃደ ፓርቲ ኢትዮጵያ ንምውሃድ ወሲኑ።

ኢህወዴግ ኣብ ቀረባ ሓደ ሃገራዊ ፓርቲ ንምኳን ከምዝወሰነን መሓዙት ፓርቲታት ድማ ነቲ ውህደት ክሓብሩ ከምዝወሰነ ይዝከር።

ናይቲ ክልል ሓላፊ ጉዳያትኮሚኒኼሽን አቶ አሕመድ ካሎይት ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ገዛኢ ፓርቲ’ቲ ክልል አብዴፓ ምስ ብልጽግና ፓርቲ ንምውሃድ ዝወሰነ ብምሉእ ድምጺ’ዩ ኢሎም።

ናይ ዓፋር ብሄራዊ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ አብዴፓ ህጽጹ አኼባ ሎሚ ብምጽዋዕ አካል ብልጽግና ፓርቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ንምቅጻል ብምሉእ ድምጺ ወሲኑ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ገዛኢ ፓርቲ ክልል ዓፋር አብዴፓ ምስ ብልጽግና ፓርቲ ንምውሃድ ወሲኑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:46 0:00


XS
SM
MD
LG