ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ገብረስላሰ ገብረፃድቕ ብዝኽሪ ቀረብቱ
ብጭራ ዋጣን ካልእ ባህላዊ ፀወታን ተዛካሪ ሙዚቃ ዝሰርሐ ገብረስላሰ ገብረፃድቕ ቅድሚ ቀረባ መዓልታት ብሞት ተፈልዩ። ገብረስላሰ ካብ ስድራኡ ዝገጥሞ ዝነበረ ፀቕጢን ንሙዚቃ ዝኸፈሎ መስዋእቲን ሓዉ ተስፋይ ገብረፃድቕ ኣውጊዑና ኣሎ። መሳርሕቱ ነበር እምብዛ ስብሃት ድማ ንሙዚቃዊ ስራሑ ዝጥምት ዝኽሪ ኣካፊሉ ኣሎ።