ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገምጋም ኤርትራ ኣብ ዓመተ 2022


ኣቶ ሳሙኤል ኣማሃ : ኣቶ ኢብራሂም ዓብደልኑር
ኣቶ ሳሙኤል ኣማሃ : ኣቶ ኢብራሂም ዓብደልኑር

ኣብዛ ዝሓለፈ ሰሙን ዝወዳእናያ ዓመተ 2022 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብሕልፊ ድማ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዙሕ ፍጻመታት’ዩ ኣጓኒፉ። በዚ ምኽንያት ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ጽላታት ጸጥታ፡ ቁጠባን ካልእ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ከመይ ሰጊራቶ ንምዝርራብ ድማ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣሎና። ተዛተይቲ ኣቶ ኢብራሂም ዓብደልኑር፡ ክኢላ ስነ-ሕሳብን ንኹነታት ኤርትራ ብቐረባ ዝከታተልን ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነባሪ ከባቢ ዋሺንግተንን ኣቶ ሳሙኤል ኣማሃ ሕጹይ ዶክተር ኣብ ኲንስ ዩኒቨስቲ ካናዳን’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG