ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገለ ተወዳደርቲ ፓርቲታት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ሰበ ስልጣን ህወሓት ነበር ተቓዊዎም


ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩን ጉዳዮም ብሕጊ ዝተትሓዘን ናይ ቀደም ሰበስልጣን ህወሓት ክሶም ተቛሪፁ ክፍትሑ መንግስቲ ምውሳኑ ገለ ተወዳደርቲ ፓርትታት ተቓዊሞም።

እቶም ተወዳደርቲ ፓርቲታት እቲ ውሳነ ፍትሒ፣ልዕልና ሕግን ናጽነት ውድባትን ዝዳፋእን ኣብ ህዝቢ ዝወረደ ጉድኣት ኣኹኪሱ ክርኣይ ዝገብርን እዩ ኢሎምዎ ኣለው።

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ "ንመንግስቲ ሓዊሱ ዘሰንበደን እንተኾነ እውን ንናይ ኢትዮጵያ ነባሪ ረብሓ ዝጠቅምን ዝሕግዝን እዩ’’ኢሎምዎ ኣለው።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG