ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገለ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲታት ክልል ትግራይ ናብ ዓፋርን ወሎን ይኣትው ምህላዎም ተሓቢሩ


ዓዲግራት ከተማ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ዩኒቨርሲቲታት ክመሃሩ ዝፀንሑ ተማሃሮ ነቲ ዘሎ ኩነታት ስዒቡ ብእግሮም ተጓዒዞም ናብ ወሎን ዓፋርን ይአትዉ ኣለዉ ተባሂሉ ።

ካብ መቐለ ተበጊሶም ደሴ ንዝበፅሑ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣዘራሪብና ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG