ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገለ ብዛዕባ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ኮንግረስማን ዮሴፍ ንጉሰ


ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ኮንግረስማን ዮሴፍ ንጉሰ፡ ካብ ክፍለ-ግዝኣት ኮለራዶ ተወኪሉ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ባይቶ ተወከልቲ ዩናይትድ ስቴትስ ፡ቃለ-መሕላ ምፍጻሙ ይዝከር።

ኣቶ ዘርእዝጊ ኣብርሃ
ኣቶ ዘርእዝጊ ኣብርሃ

ንሎሚ ካብ ቆልዕነቱ ዝፈልጥዎን፡ ኣብ`ቲ ኣብ ኮንግረስ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ማሕላ ዝተሳተፉን ነባሪ ደንቨር ኮለራዶ ኣቶ ዘርእዝጊ ኣብርሃ ኣዘራሪብና ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ገለ ብዛዕባ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ኮንግረስማን ዮሴፍ ንጉሰ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:59 0:00

XS
SM
MD
LG