ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጆ ባይደንን ሕጽይቲ ምክትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስን ናይ ዓወት መደረ ኣስሚዖም


ምክትል ፕረዚደንት ነበርን ኣብዚ ግዜዚ ድማ ንፕረዚደንት ኣመሪካ ነጥቢ ከምዝረኸበ ዝተገልጸሉን ጆ ባይደንን ሕጽይቲ ምክትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስን ንኣሜሪካውያን ኣብ ሓድነት ዘተኮረ ናይ ዓወት መደረ ኣስሚዖም።

ካማላ ሃሪስ ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ኣብዚ ዓወት ትበጽሕ ዘላ ምዃና ፍሉይ ምዃኑዩ ተጠቒሱ።

XS
SM
MD
LG