ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኻልድ በሽር ኣብ ሓድሽ ዝጸደቐ ክታበት ዓሶ


ዶ/ር ኻልድ በሽር
ዶ/ር ኻልድ በሽር

ውድብ ጥዕና ዓለም ትማሊ ረቡዕ፡ ንህጻናት ዘገልግል ክታበት ጸረ ሕማም ዓሶ ክወሃብ ከም ዘፍቐደ ተሓቢሩ ነይሩ።

ብዛዕባ’ዚ ናብ ኵሉ ክባጻሕ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍቂዱዎ ዘሎ ክታበት፡ ንዶክተር ኻልድ በሽር ኣዘራሪብናዮ አለና።

ዶክተር ኻልድ በሸር ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር ኣብ ሎንዶን ስኩል ኦፍ ሃይጂንን ትሮፒካል መዲሲስንን ኰይኑ፡ ኣተኵሮ ምርምሩ ንሕማም ዓሶን ካልእ ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ዝምልከት’ዩ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::



XS
SM
MD
LG