ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር ኣማኑኤል ዮሃንስ ኣብ ኩነታት ቫይረስኮሮና ኣብ ኤርትራ


ዶ/ር ኣማኑኤል ዮሃንስ
ዶ/ር ኣማኑኤል ዮሃንስ

ብመሰረት ወግዓዊ ሓበሬታ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ፡ ቍጽሪ መልከፍቲን ሞትን ኮቪድ19 ተዛማዲ ውሑድ ደኣ ይዅን እምበር፡ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ኣዝየን ውሑዳት ንዓለማዊ ልግሲ ክታበት ኮቫክስ ዘይተቐበለት ሃገራት ምዃና’ዩ ይፍለጥ።

ነዚን ካልእን ኣመልኪቱ ዶክተር ኣማኑኤል ዮሃንስ ክኢላ ፋርማሲስት ኣውቶኢሙን ከምኡ’ውን ሕማማት ፓልሞናሪ (Autoimmune and pulmonary disease) ኣዘራሪብና ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዶ/ር ኣማኑኤል ዮሃንስ ኣብ ኩነታት ቫይረስኮሮና ኣብ ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:12 0:00


XS
SM
MD
LG