መቐለ —
ኣቦ መንበር ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቃስ ትግራይ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ቀብሪ ዝተቐተሉ ጀነራላት ንምስታፍ ኣብ ዝኸድሉ እዋን ብመናእሰይ ፈተነ መጥቃዕቲ ከምዝተኻየደ ገሊጾም።
ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ብሓገዝ ሓይልታት ፀጥታ ካብቲ መጥቃዕቲ ምውጽኦም ተገሊጹ።