ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር ሃይለ ደባስ፤ ውጽኢት በበይኑ ኣጋጣሚታትን ጻዕሪን


ዶ/ር ሃይለ ደባስ፤ ውጽኢት በበይኑ ኣጋጣሚታትን ጻዕሪን
please wait

No media source currently available

0:00 0:20:59 0:00

ዶ/ር ሃይለ ደባስ፤ ውጽኢት በበይኑ ኣጋጣሚታትን ጻዕሪን

ኣብ ዓለማዊ ምብጻሕ ጥዕና (global health) ነጥበ-መቐይሮ ከም ዝገበሩ ዝምስከረሎም ዶ/ር ሃይለ ደባስ ኣብ በበይኑ ጽፍሕታትን ሞያን ሕክምና ንልዕሊ 40 ዓመታት ሰሪሖም። ንኣተዓባብያኦም፡ ትምህርቶምን ዝሓለፉዎ በበይኑ ፈተነታትን ብዝምልከት ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ገና ወዲ 12 ዓመት እንከለዉ ካብ ኤርትራ ዝወጹ ዶክተር ሃይለ፡ ንሞያዊ ስራሓቶም ኣመልኪቶም ብትግርኛ ምግላጽ ስለ ዝጽገሙ--ከምቲ ዝመረጹዎ-- ብእንግሊዘኛ’ዮም መልሲ ሂቦም።

XS
SM
MD
LG