ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድንቂ ቅላጸ-ድምጺ ዝውንን መልኣከ ኣብርሃም ካብ መንጎ ቀልጢፎም ዝደየቡ ስነ-ጥበባውያን


ብዘይካ `ቲ ኣብ መዓልቲ ሰማእታት ዘዘውትሮ ኣስቆርቋራይ ዜማታት፡ከም `ዘመን ራሕ`ሲ፡ `ጥይት ቆልዓ`፡ `መጺኻለይ`ዶ`፡ ዝብላን፡ ካልኦት ከም `ሰዓረ` ዝበላ ብርክት ዝበላ ንሃገር ዝምልከታ ደርፍታትን ዘበርከተ`ዩ መልኣከ ኣብርሃም። `ወለት ባርካ` ትብል ናይ ትግረ ደርፊ`ውን ካብተን ዝፍለጣ ደርፍታቱ`ያ።

መልኣከ፡ ካብ በዓል እንጅነር ኣስገዶም፡ ኣብርሃም ኣፈወርቂ፡ ዳዊት ሽላን ከምኡ`ውን ቃልኣብ ተወልደመድሂን ብዙሕ ከም ዝተጸልወ ይገልጽ።

መልኣከ ኣብርሃም ምስ ድምጺ ኣሜሪካ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ዝገበሮ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG