No media source currently available
ድሮን ኣብ ሕርሻዊ ንጥፈታት
መሕተሚ
ድሮን፡ ብተዛማዲ ዝተሓተ ወጻኢታት’ውን ስለ ዘለዎም፡ ኣብ በበይኑ ስራሓት ኣብ ጥቕሚ ይውዕል ኣሎ። ሓደ ካብኡ ኣብ ጽላት ሕርሻ’ዩ። ሓረስቶት፡ እዚ ሓድሽ ቴክኖሎጂ ንስራሓቶም ኣቃሊሉ እተቶም ከም ዝዓብይ ጌሩ'ዩ ይብሉ።