ኣስመራ —
ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ናይ ኣዒንቲ ዕውረት ዘጋጠማ ንግስቲ ኣውዓሎም፡ ድሕሪ ናጽነት ናብራኣ ንምምራሕ ካብ ካልእ ኣይተጸበየትን። ብውሑዳት ደርሆ ኣብ ገዛኣ ንዝጀመረቶ ስራሕ ሕርሻ ድማ ሕጂ ሰፊሑስ ኣስራሒትን ኣውፋሪትን ኰይና ኣላ። ነዛ ኣብነታዊት ሓረስታይ ኣዘራሪብናያ ኣለና።