ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድምጻዊ ቃልኣብ ተወልደመድህን- ናይዚ እዋን ኣርከናት ካብ ዝበሃሉ ድምጻውያን


ኣብ ስነ-ጥበብ ሓዲሽ ዝተቐልቀለ ኣይኮነን። ሓይሉ ዓቂቡ ክምርሽ ዝጸንሐን ዓይኒ ብዙሓት እናረኸበ ዝመጸን ድሙቕ ድምጻዊ`ዩ።

ኣብ`ዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ግን፡ ብናህሪ ተወንጪፉ ናብ ቀዳማይ ረድፊ ክስራዕ ዝኽኣለን ንድሕሪት ግልጽ ዘይበለን ደራፋይ`ዩ።

ከም `ክንራኸብ ኢና`፡ `ካንዶ`የ`፡ `ሰብ`፡ `ፍሽኽን’ዶ በሊ` ዝብላ ዳሕረዎት ደርፍታቱ ብዝደፍእኦ ሚዛን`ዩ ምበኣር ንሎሚ ኣብ`ዚ ቂሔ-ጽልሚ ተዓዲሙ ዘሎ።

ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG