ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድምጺ ኣሜሪካ ን27 ሪፖርተራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ አዲስ አበባ ስልጠና ይህብ


ዴሞክራስን ዴሞክራሲያዊ ትካላትን ንምህናፅ ግደ መራኸቢ ብዙሃን ዝለዓለ ምዃኑ ኣብ ድምጺ ኣሜሪካ ዳይሬክተር ክፍሊ ኣፍሪቃ ኣቶ ንጉሰ መንገሻ ዝገለጸ ክኸውን ከሎ ድምጺ ኣሜሪካ ድማ ዝኸአሎ ከምዝሰርሕ ተዛሪቡ።

ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሓዊሱ ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝተዋፅኡ 27 ሪፖርተራት ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ’ሎ።ፈላማይ ኣፍሪቃዊ ዳይሬክተር ክፍሊ ኣፍሪቃ ሬድዮ ኣቶ ንጉሰ መንገሻ ድሕሪ 37 ዓመታት እዩ ናብ ሃገሩ ምምላሱ’ውን ተገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:57 0:00

XS
SM
MD
LG