ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
▶ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ትካላት ንግዲ ክልል ትግራይ ትስፉዎ ምንቅስቓስ ይገብሩ
ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ፡ ኣቐዲሙ ኣብ ክልል ትግራይ ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ክኽፈት ስለ ዝጀመረ፡ ሰብ-ዋኒን ትስፉዎ ምንቅስቓስ ንግዲ የርእዩ ከም ዘለዉ ንድምጺ ኣመሪካ ኣካፊሎም።
እቶም ርእይቶ ዝሃቡ ነጋዶ፡ እቲ ተጀሚሩ ዘሎ ምኽፋት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ቀጻልነት ክህሉዎ’ውን ተተስፍዮም ኣለዉ።