ድሕሪ ምኽፋት ዶብ ዝጀመረ ምንቅስቃስ ህዝቢ ካብን ናብን ኤርትራን ኢትዮጵያን
ኣብዘን ዝሓለፋ 2-3 መዓልታት ኣስመራ- ሰንዓፈ-ዛላንበሳ መስመር ፣ ካብ ወትሮ ብዝተፈለየ ብብዝሒ ተሽከርከርትን ሰባትን ኣዕለቕሊቑ ይርከብ።ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2011 ኢትዮጵያ ፣ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀ/ሚ ኢትዮጵያን ነበርቲ ወከልቲ ክልቲኡ ህዝብታትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ንልዕሊ 20 ዓመታት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ንኤርትራን- ኢትዮጵያን ዘራኽብ መስመር ኣስመራ-ዛላንበሳ- ትግራይ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋቱ ካብን ናብን ኣስመራ -ዓዲ ግራት-መቐለ ናይ ትግራይን ኣዲስ ኣበባን ታርጋ ዘለዎም ተሽከርከርቲ ብብዝሒ ክንቀሳቐሳ ጀሚረን ኣለዋ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ
-
መጋቢት 12, 2025
ዩክሬን ብኣመሪካ ንዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተዅሲ ተሰማሚዓ
-
መጋቢት 11, 2025
ኣዒንቲ ጸገንቲ ዝጥምት ዘሎ ሓወልቲ ኣኽሱም
-
መጋቢት 11, 2025
ሰበ-ስልጣን ኣመሪካን ዩክሬንን ኣብ ጉዳይ ኲናት ምስ ሩስያ ተዘራሪቦም
-
መጋቢት 10, 2025
መጻኢ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ንሓያሎ ግንባራት ይዳሎ