ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ መጥቓዕቲ ሑቲ ኣብ ልዕሊ ኢማራት ኣመሪካ ንእትህቦ ወታሃደራዊ ሓገዝ ተሓይል


ፋይል
ፋይል

ሓይልታት ሑቲ ድሕሪ ኣብ ልዕሊ ዓረብ ኢማራት ዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ሚሳይላትን ድሮንን፣ ኣመሪካ ንኢማራት ትልግሶ ደገፍ ተሐይሎ ኣላ።

ኣመሪካዊ ኣዛዚ ሓይልታት ኣመሪካ ኣብ ማእከላይ ምብራቅ ጀነራል ፍራንክ ሚከንዚ፣ ንኣገባብ መከላኸሊኢማራት ንምሕያል ዝዓለመ መገሻ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ይፍጽሙ ኣለው።

ተንተንቲ ብወገኖም፣ ኣብ ልዕሊ’ቲ ሃገረ ወሽመጥ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ኢማራት፣ ህድእቲ ስፍራ ንግዲን ማእከል ቱሪዝምን ዝብል ዝነበራ ስም ክጽይቆ ይኽእል እዩ ይብሉ።

XS
SM
MD
LG