ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዴሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ሓደ ካብ አባላቱ ዝዓጠቑ ሰባት መርዚ ከስትይዎ ከምዝፈተኑ እቲ ውድብ ኣፍሊጡ


ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣባል ዴሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ብረት ብዝተዓጠቑ ሰባት መርዚ ብግዲ ከስትይዎ ተፈቲኑ ዝብል መግለፂ እቲ ውድብ ንማዕኸናት ዜና ሂቡ ነይሩ::

እዚ ተፈፂምዎም ዝተብሃሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊ ክፍሊ ፋይናንስ እቲ ውድብ ኣይተ ኣማኑኤል ወልደሊባኖስ እዮም::

እዚ ጉዳይ ተፈፂምሎም ዝተብሃሉ ድማ ኣባል ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊ ክፍሊ ፋይናንስ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ኣይተ ኣማኑኤል ወልደሊባኖስ እዮም::

ብዛዕባ እቲ ዘጋጠሞም ኩነታት ኣዋጊዕናዮም::

ኣብዚ ጉዳይ ካብ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ምላሽ ንምርካብ ዝገበርናዮ ፃዕሪ ኣይሰመረን::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG