ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዳግመ-ሰፈራ ማይ-ካድራ ፍሕፍሕ ይፈጥር


ዳግመ-ሰፈራ ማይ-ካድራ ፍሕፍሕ ይፈጥር
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:04 0:00

ኣብ ማይ-ካድራ፡ ምዕራብ ትግራይ፡ ተወላዶ ኣምሓራ ንኽጣየሱን መሬት ክሕዙን ብላዕለዎት ሰብ-መዚ ክልል ኣምሓራ ይድፍኣሉ ከም ዘሎ ተወላዶ ትግራይ የመልክቱ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ እቲ ኣገባብ ቅኑዕ ከም ዘይኰነን ዘድሊ ምድራይ ክግበርሉን ጸዊዑ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG