ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዳይሬክተር ዩ.ኤስ.ኤ.ኣይ.ዲ ኣብ ጂጂጋ በጺሑ


ዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣመሪካ ሽን ጆንስ ኣብ ጂጂጋ
ዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣመሪካ ሽን ጆንስ ኣብ ጂጂጋ

ዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣመሪካ ሽን ጆንስ ኣብ ጂጂጋ ምስ ሰበስልጣን፡ ትካላት ረድኤትን ብደርቂ ዝተጎድኡ ኣባላት ማሕበረሰብ ሶማልን ምርኻቡ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሓቢሩ።

ሳዕቤን ደርቂ ንምክልኻል ኣህጉራዊ ትካል ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣመሪካ ሓገዝ ከምዝገብር`ውን ቃል ኣትዩ።

ኣብ መጀመርያ `ዚ ወርሒ እቲ ኣመሪካዊ ትካል፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝርከቡ ልዕሊ 500 ሺሕ ዝኾኑ ጉዱኣት ንምሕጋዝ ልዕሊ 218 ሚልየን ዶላር ክልተ ሓደሽቲ ወፍሪታት ከምዝገብር ሓቢሩ ኔሩ።

XS
SM
MD
LG