ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ዳርጋ ኩሉ ንጥፈታተይ ኣብ ምስራሕ እግረይ ‘የ ዝጥቀም” ጽገረዳ ደብሮም


“ዳርጋ ኩሉ ንጥፈታተይ ኣብ ምስራሕ እግረይ ‘የ ዝጥቀም” ጽገረዳ ደብሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:31 0:00

ጽገረዳ ደብሮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዳ ዝዓበየት ናይ ኢድ ስንክልና ዘለዋ ኤርትራዊት መንአሰይ’ያ። መንእሰይ ጽገረዳ ንስንክልና በዲሃ ኣብ ትምህርታን ሂወታን ዕውቲ ኮይና ክተውጽእ ዝኸኣለት ኣብነት ናይ ጻዕርን ዓወትን ‘ያ።ናይ ስድራ-ቤታ ፍቕሪ፡ ሓልዮትን ምትብባዕን ነብሳ ክኢላ ንኽትከይድ ዓቢ ተራ ከምዝነበሮ ዝገለጸት ጽገረዳ ኩሉ ንጥፈታታ ብኣእጋራ ከምእተዓዮ ኣረዲኣ።

XS
SM
MD
LG