ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደቡብ ኣፍሪቃ: ምጥቃም ውጽኢታት ፕላንስቲክ ንምጕዳል ዝካየዱ ጻዕርታት


ደቡብ ኣፍሪቃ:ምጥቓም ውጽኢታት ፕላንስቲክ ንምጉዳል ዝካየዱ ጻዕርታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:53 0:00

ደቡብ ኣፍሪቃ:ምጥቓም ውጽኢታት ፕላንስቲክ ንምጉዳል ዝካየዱ ጻዕርታት

ምጥቃም ውፅኢታት ፕላስቲክ ንምጉዳል ዝተፈላለዩ ዓለምለኸ ፃዕሪታት ይካየዱ እንተሃለው'ኳ ኣብ ከም ሃገራት ትሕቲ ሰሃራ አፍሪቃ ግን ኣብ 2060 ብሽድሽተ ዕፅፊ ክውስኽ ምዃኑ ትካል ልምዓትን ምትሕብባራት ቁጠባን ይትንቢ።

ኣብ ደቡብ አፍሪቃ ሓደ ሰብ ነዚ ክልውጥ ኣገልግሎቶም ዝወድኡ ውፅኢታት ፕላስቲክ ተጠቂሙ ናብ ዝተፈላለዩ ናውቲን ንመፃወቲ ዘገልግሉ ኣቁ፟ሑ ብምቅ፟ያር ስራሕ ፈጢሩ ይርከብ።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG