No media source currently available
"ፋራ ጋዶ" ብምባል ዝፍለጥ ህዝቢ ሲዳማ ብክልል ደረጃ ክመሓደር ዝሓትት ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፋሉ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብሶሉስ ተኻይዱ።