ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ፖለቲካ ዘለወን ኣረኣእያ ኣሉታዊ እዩ ክብል ሓደ መፅናዕቲ ሓቢሩ


ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ንኣመራርሓ ፖለቲካ ኾነ ብዛዕባ ፖለቲካ ዘለወን ኣረኣእያ ኣሉታዊ እዩ ክብል ሓደ መፅናዕቲ ሓቢሩ።

ፖለቲካዊ ተሳተፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝመፅእ ሃገራዊ ምርጫ ዘሕድሮ ተጽዕኖ ክብ ንምባል ከምዝስራሕ መራሕቲ ጥምረት ማሕበራት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ገሊፀን ኣለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG