ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደቀንስትዮ፤ እምቢታ ንዂናት


ደቀንስትዮ፤ እምቢታ ንዂናት
please wait

No media source currently available

0:00 0:31:14 0:00

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብሕልፊ ድማ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝቐጸለ ሰንሰለታዊ ኲናት፡ ንወለዶታት ኣዘኽቲሙን ኣሳዲዱን’ዩ። ካብቶም ቀንዲ ግዳያት እዚ ድማ ደቀንስትዮን ህጻናትን’ዮም። ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ ዘለዎን ሓሳባት ንኸካፍልና እምበኣር ክልተ ኣጋይሽ ንመደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG