ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደሳለኝ ሙሉነህ፡ ካብ 80‘ታት ጀሚሩ ዝፍለጥ ነባር ተዋሳኣይ


ካብ ዝተወልደላ ከተማ ኣስመራ ጀሚሩ ኣብ ብርክት ዝበለ ናይ መድረኽ ትያትር ብምውሳእ ዝፍለጥ ደሳለኝ ሙሉነህ፡ ናብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ምስ መጸ‘ውን እቲ ናይ ስነ-ጥበብ ስራሓት ብሰፊሑ‘ዩ ቀጺልዎ። ካብ ክልል ትግራይ ኣብ ክፈርዩ ዝጸንሑ ብዙሓት ናይ ስነ-ጥበበ ስራሓት‘ውን ብኣላይነትን ተወሳኣይነቱን ብምስታፍ ኣብ ዓውዲ ስነ-ጥበብ ልዑል ተራ ዝተጻወተ ስነ-ጥበበኛ‘ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ምስ አላይን ተዋሳኣይን ደሳለኝ ሙሉነህ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ደሳለኝ ሙሉነህ፡ ካብ 80‘ታት ጀሚሩ ዝፍለጥ ነባር ተዋሳኣይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:22 0:00

XS
SM
MD
LG