ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደራሲ ተስፋዬ ገብረኣብ ብኣዒንቲ ጸሓፍቲ


ደራሲ፡ ሃያሲን፡ ሰራሕ ፊልምን ኣኸድር ኣሕመዲን: ደራሲን ተመራማሪ ታሪኽን ኣለምስገድ ተስፋይ
ደራሲ፡ ሃያሲን፡ ሰራሕ ፊልምን ኣኸድር ኣሕመዲን: ደራሲን ተመራማሪ ታሪኽን ኣለምስገድ ተስፋይ

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ኬንያ ብሕማም መንሽሮ ንዝዓረፈ ህቡብ ደራሲ ተስፋዬ ገብረኣብ ዝዝክር መደብ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ከም ዘቕረብና ይዝከር። ንሎሚ እምበኣር ተስፋዬ ብመነጸር ካልኦት ጸሓፍቲ’ውን ንምርኣይ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣሎና። ቀዳማይ ህቡብ ደራሲን ተመራማሪ ታሪኽን ኣለምስገድ ተስፋይ ኰይኑ ሓንቲ ካብ መጽሓፍቲ ተስፋዬ’ውን ናብ እንግሊዘኛ ዝተርጐመ’ዩ። ካልኣይ ጋሻ ድማ ደራሲ፡ ሃያሲን፡ ሰራሕ ፊልምን ኣኸድር ኣሕመዲን’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ደራሲ ተስፋዬ ገብረኣብ ብኣዒንቲ ጸሓፍቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:07 0:00


XS
SM
MD
LG