ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደረቕ ጓሓፍ ናብ ጸዓት ንምቕያሩ ዝሕግዝ ትልሚ ስራሕ


ደረቕ ጓሓፍ ናብ ጸዓት ንምቕያሩ ዝሕግዝ ትልሚ ስራሕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:58 0:00

ደረቕ ጓሓፍ ናብ ጸዓት ንምቕያሩ ዝሕግዝ ትልሚ ስራሕ

ብትካል ቶታል ኤርትራ ኣብ ዝተዳለወ ናይ 2022 ውድድር ምህዞን ሰንዓን፡ ብመንእሰይ ሊድያ ተኽለሃይማኖት ዝቐረበ፡ ፕላስቲካዊ ጓሓፍ ዳግማይ ብምምስራሕ ናብ ነዳዲ ንምቕያር ዘኽእል ፕሮጀክት ተዓዊቱ። ብዛዕባ ኣገዳስነትን እዚ ሓሳብን ኣብ ግብሪ ንምውዓሉ ብዛዕባ ዘድልዮ መስርሕ ብዝምልከት ኣዘራሪብናያ ኣለና።

XS
SM
MD
LG