ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ: ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ግጉይ መረዳእታ ይህብ ኣሎ ክብል ከሲሱ


ኣቦ መንበር ፓርቲ ደሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ፥ ህወሓት ብዛዕባ’ቲ ብፈደራል መንግስቲ ዝውሰድ ዘሎ ወታሃደራዊ ስጉምቲ፡ ንህዝቢ ትግራይ ግጉይ መረዳእታ ይህብ ኣሎ ኢሉ።

እቲ ፓርቲ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ እቲ ወታሃደራዊ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ክልል ትግራይ ኮነ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝውሰድ ዘሎ ኣይኮነን ዝበለ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ፥ ህወሓት ግን ከምኡ እናበለ`ዩ ንህዝቢ ዘደናግር ክብል ከሲሱ ።

XS
SM
MD
LG