ዋሽንግተን —
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተዘኸረ መበል 28 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝለዓለ መስዋእትነት ዝተረኽበ ናጽነት ንምኽባርን ኣብ ሃገርና ጎዲሉ’ሎ ንብሎ ድምጽና ንምስማዕን ኣብ ዝመጽእ ድማ እታ ሃገር ክትኾኖ ዝግብኣ ኣብ ዝብል ንምዝታይ ኤርትራዊያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ኣብቲ ‘ይኣክል’ ዝብል ቴማ ሰልፊን ሲምፖዝየምን ከምዘካየዱን “ ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣሜሪካ “ ከምዘቆሙን ገሊጾም።
ብዛዕባ’ዚ ንገለ ኣተሓባበርቲ’ቲ ሰልፊን ሲንፖዝየምን ኣዘራሪብና ኣለና ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።