No media source currently available
ዩኒቨርስቲ ዓዲ ግራት ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተጀመረ ሰላም ነባሪ ንምግባር ክፍፀሙ ዝግብኡ ስርሓት ዝዝትይ ዋዕላ ትማሊ ኣካይዱ። ኣብቲ ዋዕላ ፖለቲከኛታት፣ ምሁራን ካብ ህዝቢ እውን ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ተሳተፍቲ ኔሮም።