ዋሽንግተን —
ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ህጻናት ኣድሕን ካብ ብረታዊ ጎንጺ ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዓለም ልዕሊ 266,000 ጥሕሰታት ኣብ ልዕሊ ህጻናት ምፍጻሙ ይሕብር።
ኣብ ልዕሊ 30 ሃገራት ኣህጉራት ኣፍሪቃ: ኤስያ: ማእከላይ ምብራቕን ላቲን ኣመሪካን ዘለው ግጭት ትንተና ዘካየዱ በዓልሞያ ህጻናት ነቲ ዘይዝረበሎም ኣሰቃቂ ፍጻመታት ኲናትን ግጭት ይስከሙ ይብሉ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።