ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

የጊ- ተሸላሚ ስነ-ጥበበኛ ኣማሓዳሪ ክፍለ-ሃገር ዋሺንግተን


የጊ- ተሸላሚ ስነ-ጥበበኛ ኣማሓዳሪ ክፍለ-ሃገር ዋሺንግተን
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:33 0:00

ቀባኢን ቀራጺን ይግዛው ሚኪኤል (የጊ) ናይ 2022 ብኣማሓዳሪ ክፍለ-ሃገር ዋሺንግተን ዝወሃብ ፍሉይ ክብሪ ተቐቢሉ ኣሎ። ንኣስታት 20 ዓመት ኣብ ሲያትል ኣመሪካ ዝተቐመጠ የጊ፡ ኣብታ ከተማን ክፍለ-ሃገርን በበይኑ ምርኢታት ስእሊ ኣብ ምውዳብ፡ ህዝባዊ ስነ-ጥበባዊ ስራሓት ኣብ ምቕራብን ካልእ ንጥፈታት ክሰርሕ ጸኒሑ። ነዚ ረኺቡዎ ዘሎ ፍሉይ ክብሪ ኣመልኪቱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG