No media source currently available
ስድራ ግዳያት ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብባህሊን ልምድን እቲ ሕብረተሰብ መዕጸዊ ሃዘን ናይ 40 መዓልታት ዝኽሪ’ታ ነፋሪት ኣብ ዝወደቐትሉ ቦታ አካይዶም።