▶ዝኽሪ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገ/እግዚኣብሄር ብስድራን ፈተወትን


▶ዝኽሪ ዶ/ር  ተወልደብርሃን ገ/እግዚኣብሄር ብስድራን ፈተወትን

No media source currently available

ተመራማሪ፣ ተሓላቂ ሓለዋ ኸባብን ሓረስቶት ድኻ ዓድታትን ዝነበሩ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገ/እግዚኣብሔር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 83 ዕድሚኦም ካብዚ ዓለም ተፈልዮም። አብ ህይወት ዘመኖም ንዘበርከትዎ ኣበርክቶ ሽልማት ወሲዶም እዮም። ከምኡ'ውን ካብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ሓለዋ ኸባቢ 'ናይ መሬትና ጀግና' ዝብል ሽልማት ረኺቦም'ዮም።

​
XS
SM
MD
LG