No media source currently available
ካብ መወዳእታ 1400 ጀሚሩ ንዘመናት ፖርቱጋላዊያን ነጋዶ ጊልያታት ኣብዚ ሎሚ ሃገረ ኣንጎላ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ ቦታ ኣትላንቲክ ብምቁራጽ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ይነጥፉ ኔሮም። ኣስታት 6 ሚልዮን ኣፍሪቃዊያን ጊልያታት ካብ ኣንጎላ ናብ መግዛእቲ ፖርቱጋል ነበረ ሃገራት ተላኢኾም እዮም ገለ እውን ኣብዚ ሎሚ ሰሜን ኣሜሪካ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ክፍለ ዓለም በጺሖም'ዮም።